lisantewahdo.orgወግዓዊት ዌብ ሳይት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ - ቀዳሚ ገጽ

lisantewahdo.org Profile

lisantewahdo.org

Title:ወግዓዊት ዌብ ሳይት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ - ቀዳሚ ገጽ

Description:The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church

Discover lisantewahdo.org website stats, rating, details and status online.Use our online tools to find owner and admin contact info. Find out where is server located.Read and write reviews or vote to improve it ranking. Check alliedvsaxis duplicates with related css, domain relations, most used words, social networks references. Go to regular site

lisantewahdo.org Information

Website / Domain: lisantewahdo.org
HomePage size:293.997 KB
Page Load Time:0.851063 Seconds
Website IP Address: 35.208.135.141
Isp Server: Merit Network Inc.

lisantewahdo.org Ip Information

Ip Country: United States
City Name: Ann Arbor
Latitude: 42.259864807129
Longitude: -83.71989440918

lisantewahdo.org Keywords accounting

Keyword Count

lisantewahdo.org Httpheader

Server: nginx
Date: Sat, 05 Sep 2020 14:43:44 GMT
Content-Type: text/html; charset=utf-8
Transfer-Encoding: chunked
Connection: keep-alive
X-Logged-In: False
X-Content-Powered-By: K2 v2.9.0 (by JoomlaWorks)
P3P: CP="NOI ADM DEV PSAi COM NAV OUR OTRo STP IND DEM"
Expires: Wed, 17 Aug 2005 00:00:00 GMT
Cache-Control: no-store, no-cache, must-revalidate, post-check=0, pre-check=0
Pragma: no-cache
Set-Cookie: 24d74959b5e8521e403a393bb63c99ef=2f90003f7e744f77084bb854a2001a43; path=/; HttpOnly
X-Content-Type-Options: nosniff
Last-Modified: Sat, 05 Sep 2020 14:43:44 GMT
alt-svc: quic=":443"; ma=86400; v="43,39"
Host-Header: b7440e60b07ee7b8044761568fab26e8
X-Proxy-Cache: MISS

lisantewahdo.org Meta Info

content="text/html; charset=utf-8" http-equiv="content-type"/
content="The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church" name="description"/
content="Joomla! - Open Source Content Management" name="generator"/
content="width=device-width, initial-scale=1.0, maximum-scale=1.0, user-scalable=no" name="viewport"/
content="true" name="HandheldFriendly"/
content="YES" name="apple-mobile-web-app-capable"/

35.208.135.141 Domains

Domain WebSite Title

lisantewahdo.org Similar Website

Domain WebSite Title
lisantewahdo.orgወግዓዊት ዌብ ሳይት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ - ቀዳሚ ገጽ

lisantewahdo.org Traffic Sources Chart

lisantewahdo.org Alexa Rank History Chart

lisantewahdo.org aleax

lisantewahdo.org Html To Plain Text

ቀዳሚ ገጽ | ዌብ ቲቪ | ድምፂ ተዋሕዶ | ENGLISH | Teachings Church History Saints and Holy Places Others NEWS ጽሑፋት ብPDF | ኅሥሥ(search) The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church Menubar × Main Menu ቀዳሚ ገጽ ርእሰ አንቀጽ ወዜና ዜና ርእሰ አንቀጽ ትምህርተ ሃይማኖት አዕማደ ምሥጢር ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ነገረ ማርያም ነገረ ድኅነት ሥነ ፍጥረት ነገረ ቤተ ክርስቲያን ታሪክ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዓለም ለኸ ሥርዓት ቅዱሳት መጻሕፍት ነገረ ቅዱሳን ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት ቅዱሳት ገዳማት ወመካናት ስብከተ ወንጌል ኤር.ኦር.ተዋ.ቤክ. ቅዱስ ሲኖዶስ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ቤት ጽሕፈት ምምኅዳር ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ፕሮጀክትን ልምዓትን ብፁዓን ኣቦታት ገብር ኄር ንግደት ኢየሩሳሌም ሀብተ ቤተ ክርስቲያን ልሳነ ግዕዝ ቅኔ ወዜማ ኦርቶዶክሳዊ ኪነ ጥበብ ሓሳበ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ዓውደ ኣዋርኅ በዓላትን ኣጽዋማትን ግጻዌ ግጻዌ ዘዕለት ግጻዌ ዘሰናብት መርሐ ጽድቅ ንመንእሰያት ንሕፃናት ቀዳሚ ገጽ ርእሰ አንቀጽ ወዜና ዜና ርእሰ አንቀጽ ትምህርተ ሃይማኖት አዕማደ ምሥጢር ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ነገረ ማርያም ነገረ ድኅነት ሥነ ፍጥረት ነገረ ቤተ ክርስቲያን ታሪክ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዓለም ለኸ ሥርዓት ቅዱሳት መጻሕፍት ነገረ ቅዱሳን ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት ቅዱሳት ገዳማት ወመካናት ስብከተ ወንጌል ኤር.ኦር.ተዋ.ቤክ. ቅዱስ ሲኖዶስ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ቤት ጽሕፈት ምምኅዳር ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ፕሮጀክትን ልምዓትን ብፁዓን ኣቦታት ገብር ኄር ንግደት ኢየሩሳሌም ሀብተ ቤተ ክርስቲያን ልሳነ ግዕዝ ቅኔ ወዜማ ኦርቶዶክሳዊ ኪነ ጥበብ ሓሳበ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ዓውደ ኣዋርኅ በዓላትን ኣጽዋማትን ግጻዌ ግጻዌ ዘዕለት ግጻዌ ዘሰናብት መርሐ ጽድቅ ንመንእሰያት ንሕፃናት ጥቕሲ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! "ኣብ ልዕሊ እዚ ኸውሒ እዚ ኸኣ ንቤተ ክርስቲያነይ ክሓንፃ እየ፣ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይክኅይልዋን እዮም።" ማቴ. 16፡18 "ሓደ ጐይታ፡ ሓደ ሃይማኖት፡ ሓንቲ ጥምቀት ኣሎ።" ኤፌ. 4፡5 "ሕጂ ድማ ኣኅዋትና ከምቲ ኣባኻትኩም ዝኾነ ቃል እግዚአብሔር ክባጻሕን ክኸብርን ጸልዩልና።" 2ይ ተሰ. 3፡1 ዜና ብዛዕባ ሕማም ኮቪድ19ን፡ ጽልዋኡ ኣብ ቤተክርስቲያንን ዘተኮረ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ቀሪቡ! Sep 05 2020 6 Read More ዜና ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዚርከቡ ግዱሳት ደቂ ቤተክርስትቲያን ሓገዝ ኣበርኪቶም Sep 05 2020 11 Read More ዜና ስታራቴጂካዊ ውጥን ንምጽዳቅ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Sep 05 2020 6 Read More ስብከተ ወንጌል ፍልይቲ ወርኂ - ወርኀ ጳጕሜን Sep 04 2020 121 Read More ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት ዝክረ አበው (27-29 ነሐሴ) :- ኣብርሃም፡ ይስሓቅ፡ ያዕቆብ Aug 31 2020 537 Read More ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት “መኑ ያኀድገነ ፍቅሮ ለክርስቶስ /ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ ዚፈልየና መን እዩ፧” - ቅዱስ ቶማስ ዘመርዓስ Aug 31 2020 277 Read More ዜና ዝክረ ዕረፍት ሓዲስ ሓዋርያ ዘምድረ ኣግዓዚ አቡነ ተክለሃይማኖት ብኽብሪ ተባዒሉ! Aug 31 2020 253 Read More ዜና መቀጸልታ ምእራም መጻሕፍቲ ሓዲሳት ንምክያድ ዳግማይ ጉባኤ ተቃኒዑ Aug 29 2020 715 Read More 1 2 3 4 5 6 7 8 ዜና ወርኀ ነሓሴ 2012 ዓ.ም. 3ይ ክፋል ዜና ወርኀ ነሓሴ 2012 ዓ.ም. 2ይ ክፋል ዜና ወርኀ ነሓሴ 2012 ዓ.ም. 1ይ ክፋል ዜና ወርኀ ሓምሌ 2012 ግጥሚ፣ ኣምላኽ መሓሪ እዩ ዜና ወርኀ መጋቢት 3ይ ሰሙን ዜና ወርኀ መጋቢት 2ይ ሰሙን ዜና ወርኀ መጋቢት 1ይ ሰሙን ዜና ወርኀ የካቲት 4ይ ሰሙን አዋጅ ምህላ ጾመ 40 ኣብ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያናት ዜና ወርኀ የካቲት 3ይ ሰሙን ዜና ወርኀ የካቲት 2ይ ሰሙን ‹ › ሓዲስ ጽሑፍ Prev Next ዝክረ አበው (27-29 ነሐሴ) :- ኣብርሃም፡ ይስሓቅ፡ ያዕቆብ ዝክረ በዓል ናይ ሊቃነ አበው፡ ካብ ኣርእስተ አበው ዝኾኑ ኣብርሃምን ይስሓቅን ያዕቆብን ብዓቢይ መንፈሳዊ ሓበን ንዝክሮ። ሊቃውንት መዘምራን “ወተዘከረ ሣህሎ ዘለዓለም ዘሠርዐ ለአብርሃም፡ ወመሐለ ለይስሐቅ... ይቕጽል “መኑ ያኀድገነ ፍቅሮ ለክርስቶስ /ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ ዚፈልየና መን እዩ፧” - ቅዱስ… “መኑ ያኀድገነ ፍቅሮ ለክርስቶስ፡ ሕማምኑ ምንዳቤኑ ተሰዶኑ ረኃብኑ ዕርቃንኑ መጥባሕትኑ ፃዕርኑ። በከመ ይቤ መጽሐፍ በእንቲአከ ይቀትሉነ ኵሎ አሚረ ወኮነ ከመ አባግዕ ዘይጠብሑ። ወባሕቱ በእንተዝ ንመውዖ... ይቕጽል ዝክረ ዕረፍት ሓዲስ ሓዋርያ ዘምድረ ኣግዓዚ አቡነ ተክለሃይማኖት ብኽብሪ ተባዒሉ! ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት፡ ካብ ኣምላኩ ቃል ኪዳን ተቐቢሉ ኣብ መበል 99 ዓመቱ ብዕለት 24 ነሓሴ ምስ ዓረፈ፡ ቅዱሳን መላእኽት እናዘመሩ ንነፍሱ ክቕበልዋ ከለዉ፡... ይቕጽል መቀጸልታ ምእራም መጻሕፍቲ ሓዲሳት ንምክያድ ዳግማይ ጉባኤ ተቃኒዑ ዓርቢ ዕለት 22-ነሐሴ- 2012 ዓ.ም. (28 ነሐሴ 2020 ዓ.ም.) ከም መቀጸልታ ናይ ዝሓለፈ ጉባኤ ኣርታዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንክፋል ሓዲሽ ኪዳን ካብ ግረበ ሐዋርያት ክሳብ ራእይ... ይቕጽል ብራናታት ብማይክሮ ፊልም ንምዕቃብ ጻዕርታት ይካየድ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንብረ ፓትርያርክ ዘሎ ክፍሊ ስነዳን ሙዝየምን ብመንገዲ ማይክሮ ፊልም ብራናታት ሰኒድካ ንምዕቃብ ልዑል ጻዕሪ ይገብር ምህላው ሓላፊ ክፍሊ መሪጌታ ሲራክ ሓቢሩ። ኣብ ገዳም ደብረ ቁስቋም ቅድስት ድንግል ማርያም ድባርዋ ልምዓታዊ መደባት ተኻይዱ ኣብ ገዳም ደብረ ቁስቋም ቅድስት ድንግል ማርያም ድባርዋ ዝተፈላለዩ ትስፍው ልምዓታዊ መደባት ክኻየድ ምጽንሑ ተገሊጹ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመት እዚ ብዝተገብረ ልምዓታዊ ስርሓት መንበሪ መነኮሳትን መነኮሳይያትን፡... ይቕጽል በዓለ ፍልሰታ ለማርያም (ነሐሴ 16 - 21) ዓመት መጽአ 16 - 21 ነሓሴ፡ ትንሣኤን ዕርገትን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብምዕሩግ ሥነ ሥርዓት ይኽበር። ካብ 33 በዓላተ ማርያም ዝኾነ በዓለ ፍልሰታ፡ “ተንሥእ እግዚኦ... ይቕጽል ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ናይ ንዋየ ቅድሳት ጨረታ ተኻዪዱ! ፯ ነሐሴ ፳፻፩፪ (13 ነሓሰ 2020)ብክፍሊ ማእከል ንዋየ ቅድሳት ንተጫረትቲ ብምዕዳም ክፉት ናይ ንዋየ ቅድሳት ጨረታ ኣብ ቤት ጽሕፈት መነበረ ፓትርያርክ ተኻይዱ። “ዓስቢ ጾመ ፍልሰታ” ጾመ ፍልሰታ፡ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ጣዕማን ፍቕራን ዘኅድር፡ ጸጋን በረኸትን ዘውህብ እዩ። “መንክር እግዚአብሔር በላዕለ ቅዱሳኒሁ” መዝ. 67(68)፡35 - ቅድስት እምባ ምሬና ልቢ ወለድ ፈጠራዊ ድርሰት ዘይኮነስ ሓቀኛ ታሪኽ ንምህሮናን ንተግሣፅናን ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍት ዝተጻሕፈ፡ ልቢ ዝትንክፍ፡ ሕይወት ዘመርምር ካብ ታሪክ ቅዱሳን ሓደ ታሪክ ቅድስት እምባ ምሬና... ይቕጽል ገዳም ደብረ ኮል አቡነ ቡሩከ ኣምላክ! ገዳም ደብረ ኮል ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ እምኒ ኃይሊ ከባቢ መራጕዝ ይርከብ። መሥራቲ ናይዚ ገዳም’ዚ ድማ አቡነ ቡሩከ ኣምላክ እዩ። ወለዲ አቡነ ቡሩከ ኣምላክ... ይቕጽል ዜና ዕረፍት ሊቀ ብርሃናት ቀሲስ ሃብቶም ብሥራት ሊቀ ብርሃናት ቀሲስ ሃብቶም ብሥራት ብ 21 ጥቅምት 1951 ዓ.ም. ካብ ኣቦኦም ኣቶ ብሥራት ገብረ ወልድን ካብ ኣደኦም ወ/ሮ ምልእተ ተስፋጊዮርጊስ ኣብ ዓዶም ዓመጺ ንኡስ... ይቕጽል ደብረ ታቦር ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ... ይቕጽል ምስ ንኡስ ሃገረ ስብከት ምሥራቅ ኣፍሪቃ ርክብ ተኻዪዱ! 06 ነሐሴ 2012 ዓ.ም. (12/08/2020 ፈ.)፣ ኣባላት ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስን ምምኅዳር መንበረ ፓትርያርክን ምስ ኣባላት ምምኅዳር ንኡስ ሃገረ ስብከት ምሥራቅ ኣፍሪቃ ብVirutual Zoom Conference... ይቕጽል “ወጸውዑ ስሞ እንዘ ኢትፈልጡ እሞ/ ንኣደኡ ከይፈለኹም ስሙ ጸውዑ! ” ናይ ጸሎታት ኵሉ መእሰርን መፈጸምታን “አቡነ ዘበሰማያት/ ኣብ ሰማያት ትነብር ኣቦና” ኮይኑ ስዒቡ ብሓባር ምስኡ ዝጽለ ድማ “በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልአክ/ ብናይ ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ... ይቕጽል ዜና ዕረፍት ሊቀ ትጉሃን መሪጌታ ገብረ መስቀል መሪጌታ ገብረመድኅን ሊቀ ትጉሃን መሪጌታ ገብረ መስቀል መሪጌታ ገብረ መድኅን “ወበጽሐኒ ዕድሜየ ለአዕርፎ በድርየኒ ፈጸምኩ ወሃይማኖትየኒ ዓቀብኩ እንከሰ ጽንሑ ሊተ አክሊለ ጽድቅ ዘየአስየኒ እግዚአብሔር” ብዝበሎ መሠረት ትማሊ... ይቕጽል መቐረት ጾመ ፍልሰታ ቅዱስ ዳዊት ከምዝበሎ ጽሩይን ናይ ጥዕናን መዋዕል ሰብ እንተ በዝኀ ሰብዓ ሰማንያ ዓመታት እዩ። ኣብዘን ዓመታት ሓደ ክርስቲያን 70-80 ጊዜ ጥራሕ ከስተማቕራ ዝኽእል እዩ። ንሳ... ይቕጽል ፅንሰታ ለማርያም - 7 ነሐሴ ቅድስት ድንግል ማርያም ቅድመ ዓለም ኣብ ሕሊና አምላኽ ስለዝነበረት ገና ከይተወልደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባዔ ተቘጺሩላ ነበረ። ምስ ተወልደት’ውን ኣደ አምላኽ ከም ዝኾነት ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝመስከሩላ... ይቕጽል 'ትእምርተ ጽንዓት ሃይማኖት - ጥንታዊ ገዳም ደብረ ቢዘን' ገዳም ደብረ ቢዘን ‘ቢዘን’፦ ሚዛን፡ ማዕረ ማለት’ዩ። ከምቲ ወርቅን ብሩርን ብሚዛን ዝምዘን፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ደብረ ቢዘን ጻድቃንን ኃጥኣንን፡ ድኹማትን ፍጹማንን ዝምዘንሉ ገዳም እዩ። ገዳም ደብረ ቢዘን፥... ይቕጽል ብመንገዲ ቴሌኮንፈረንስ ምስ ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኦርቶዶክሳውያን ርክብ ተኻዪዱ! ዕለት 27 ሓምሌ 2012 ዓ.ም. (03/08/2020 ፈ.) ብመንገዲ ቴሌኮንፈረንስ ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስን ኃለፍቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ምስ ምምኅዳር ሰበካ ጉባኤ መድኃኔ ዓለምን ቅድስት ማርያምን... ይቕጽል ቤተ መዘክር (ሙዝየም) ዘመንበረ ፓትርያርክ ንጥፈታቱ የዕቢ ኣሎ! ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ብዓይኒ ዝርአ ዝንቀሳቐስን ዘይንቀሳቐስን ከምኡ’ውን ግዙፍነት ዘይብሉ ናይ ነዊኅ ዓመታት፡ ብቝጽሩ ብዙኅ፡ ብዓይነቱ ዘደንቕ ቅርስን ታሪኽን ከምዘለዋ ይፍለጥ። እንቋዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ኣብጽሓና ! ካብ 1 ነሓሴ ክሳዕ 16 ነሓሴ 2008 ዓ.ም.ግ. ዘሎ መዓልታት ብጸሎትን ውዳሴን ቅዳሴን ከምኡ’ውን ዝጽወም ሓደ ካብ ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ጾመ ፍልሰታ እዩ። ‘ፍልሰት’፡... ይቕጽል መቅድም ውዳሴ ማርያም ነዚ መጽሓፍ እዚ ዝደረሶ ኤፍሬም ሶርያዊ፥ ኤፍሬም ለብሓዊ እዩ። ሶርያዊ ዝተባህለ ብሃገሩ ኮይኑ ለብሓዊ ድማ ብተግባሩ እዩ። እዚ ቅዱስ ኤፍሬም ናይ ያዕቆብ ዘንጽቢን ወደ መዝሙር... ይቕጽል አሥርቆት ዘወርኀ ነሐሴ ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ነሐሴ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጳጕሜን በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ነሐሴ ቡሩክ መዓልቱ ዓሠርቱ ወሠለስቱ ወእምዝ የሐፅፅ። መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣመሪካን… ዕለት 24-25 ሓምሌ 2012 ዓ.ም. (31/07 – 01/08 2020 ፈ.)፣ “ብጊዜኡን ኣብ ዘይጊዜኡን ጽናዕ” (2ይ ጢሞ 4፡2) ብዝብል መሪሕ ኃይለ ቃል መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ... ይቕጽል ቀዳማይ መሥርሕ ኣርትዖት መጽሓፍ ቅዱስ ሐዲስ ኪዳን ንምክያድ ዝዓለመ ጉባኤ ተኻይዱ! ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን እትውነን መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው ዝዓለመ ብክፍሊ ጉባኤ ሊቃውንት ብግእዝን ትግርኛን ዝቐረበት መጽሓፍ ሐዲስ ኪዳን ኣብ መሥርሕ አርትዖት ዘተኮረ ብፁዓን... ይቕጽል ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ምምኅዳር ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ጉባኤ ኣቃኒዑ። ብዕለት 20 ሐምሌ 2012 ዓ.ም. (27/07/2020 ፈ.) ተወከልቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ምምኅዳር ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜርካን ካናዳን ብመንገዲ ማኅበራዊ መራኸቢታት ጉባኤ ኣቃኒዖም። ብሕንፃ እንዳ ኣቡን ኣቡነ ማርቆስ ዝፍለጥ ሕንጻዊ ጽገና ይግበረሉ ኣሎ ኣብ ከተማ ኣሥመራ ከባቢ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ጽዮን ቅድስት ድንግል ማርያም ዝርከብ ብእንዳ ኣቡን ኣቡነ ማርቆስ ዝፍለጥ ዋንነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ዝኾነ ኣባይቲ ጽገና ይግበረሉ... ይቕጽል ተኣምር ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን፣ ጸሎቱን በረኸቱን ምስ ኵልና ሕዝበ… ሓደ ንእግዚአብሔር ዝፈርህ፡ ለዋህ፡ ትሑት፡ ገባሬ ሠናይን ተቐባል ጋሻን ዝኾነ ሰብኣይ ነበረ። ነፍስ ወከፍ ወርኂ ዕለት 26 ዝክር ብስም ኣቡነ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ንጥሙያት የብልዕ፡... ይቕጽል ሓዋርያዊት ቅድስት ቴክላ ኣብ ዘመነ ስብከቱ ንሐዋርያ ጳውሎስ ዝስዕባ ካብ ዝነበራ ቅዱሳት ኣንስት ሓንቲ ቅድስት ቴክላ እያ። ኣብ ዝተወለደትሉ ሃገር ኒቆምድያ ኣብ ቤት ሓደ ስፋሮስ ዝስሙ ምእመን ኮይኑ... ይቕጽል ሰማዕት ቅዱስ አበ ኖብ ሎሚ ሕፃናት ከም ፍቓድ እግዚአብሔር ሓደ ካብ ሰማዕታት ዝኾነ ናይ ኣባ ኖብ ታሪኽ ክንርኢ ኢና። ሰማዕት ዝብል ቃል ትርጕሙ መስካሪ ማለት እዩ። ብጀኻ ጐይታናን ኣምላኽናን... ይቕጽል መራኄ ብርሃናት ቅዱስ ዑራኤል ቅዱሳን መላእክት- ልዑካት እግዚአብሔር፡ ኣብሠርቲ ሐጐስ፡ ሓለውቲ ሰባት እዮም። ቅዱሳን መላእክት ወትሩ ከይደኸሙ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚአብሔር ጸባዖት ፍጹም ምሉእ ሰማያተ ወምድረ ቅድሳተ-ስብሐቲከ / ቅዱስ... ይቕጽል “ኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ ደኣ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ” ሮሜ 12፡2 ዓለም፡ ካብ ሰብ ወፃኢ ዝቖመት ጽላሎት ኣይኮነትን። ኵሉ ሰብ ኣብኣ እናነበረ ኵሉ ናታ በረኸትን መዓትን ይካፈል። ተለዋዋጢት ስለዝኾነት’ውን ከምኣ ይለዋወጥ። ዜና ዕረፍት ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ካብ ዘፍረየቶም ሊቃውንተ ዜማ ሓደ ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል እዮም። እዞም ሊቅ’ዚኦም ኣብ መበል 64 ዕድሚኦም ልክዕ ፍርቂ መዓልቲ ብዕለት 08... ይቕጽል “ዘበአማን እስራኤላዊ” ቅዱስ ሐዋርያ ናትናኤል ሕሊና ዘመላልሶ ሓሳብ ልብን ኵላሊትን ዝምርምር ናይ ባህርይ ኣምላኽ በይኑ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ንእኡ ኵሉ ግሉጽ እዩ፣ ካብኡ ዝሥወር ነገር የለን። ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ... ይቕጽል ጻድቅ ኣቡነ ኪሮስ - 8 ሐምሌ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ነቶም ብፍጹም ሃይማኖትን ሥነ ምግባርን ጸኒዖም ኣብ እግዚአብሔር ዝተኣመኑ፡ ኣብ ዓለም ዘይሮም ዝመሃሩን ክሳዕ ፍጻሜ ሕይወቶም ዘገልገሉ፡ መዓልትን ለይትን ለይትን ልሳኖም ካብ......

lisantewahdo.org Whois

"domain_name": "LISANTEWAHDO.ORG", "registrar": "Wild West Domains, LLC", "whois_server": "whois.wildwestdomains.com", "referral_url": null, "updated_date": [ "2018-04-10 10:24:56", "2018-04-10 10:24:53" ], "creation_date": "2009-04-09 19:16:08", "expiration_date": "2028-04-09 19:16:08", "name_servers": [ "NS1.SITEGROUND283.COM", "NS2.SITEGROUND283.COM" ], "status": [ "clientDeleteProhibited https://icann.org/epp#clientDeleteProhibited", "clientRenewProhibited https://icann.org/epp#clientRenewProhibited", "clientTransferProhibited https://icann.org/epp#clientTransferProhibited", "clientUpdateProhibited https://icann.org/epp#clientUpdateProhibited", "clientTransferProhibited http://www.icann.org/epp#clientTransferProhibited", "clientUpdateProhibited http://www.icann.org/epp#clientUpdateProhibited", "clientRenewProhibited http://www.icann.org/epp#clientRenewProhibited", "clientDeleteProhibited http://www.icann.org/epp#clientDeleteProhibited" ], "emails": [ "abuse@wildwest.com", "abuse@wildwestdomains.com" ], "dnssec": "unsigned", "name": null, "org": "ERITREA ORTHODOX TEWAHDO CHURCH", "address": null, "city": null, "state": "ma'ekel", "zipcode": null, "country": "ER"